30 መዓልታት ነብስላ ምስ ሃይገት
ሃይገት ዲጂታል ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ 2020 ዓቢ ፕሮግራም ሒዛ ኔራ፡ እዚ ፕሮግራም ድማ ንሕብረተስብና ናይ ፐርሰናል ደቨሎፕመንት ፕርግራም ሰሪዓ ን30 መዓልታት ብዘይምቁራጽ (ማለት ብዘይካ 20ሰነ) ንወሒ ምሉእ ሚሂራ፡ እዚ ፕሮግራም ድማ ብብዙሓት ሰባት ተፈታውነት፡ ኣብ ሂወት ብዙሓት ለውጢ ዝኮነ ፕሮግም ከምዝነበረ ይዛረቡ፡ ንሕጂ ድማ ናባኹም ኣብዚ ኣካዳሚ ብነጻ ናብ ናብኹም ነብሎ!