7 መዓልታት ወርክሾፕ ንምዕባይ ምዝራብ ዝኮነ ቛንቋ
ኣብዚ ናይ 7 መዓልታት ወርኽሾፕ፣ ሓደ ማንም ሰብ ከመይ ኣቢሉ ቛንቋ ብዝቀልጠፈ መንገዲ ከመሃረሉ ዝክእል መንገዲ እንመሃርሉ ወርኽሾፕ እዩ፣ ገለና ሰባት ንሓደ ቛንቋ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ንመልኮ ገለና ድማ ዓመታት ይወስደልና።እዚ ሰለምንታይ እዩ? አክመይ ገርና ከ ነዚ ምስጢር ናብ ረብሓና ከንቅይሮ ንኽእል ዝሕብረና ወርኽሾፕ እዩ!
መእተዊ ሓበረታ
DAY 1
DAY 2
DAY 3
DAY 4
DAY 5
DAY 6
DAY 7