Accounting Batch 1
ኣብ ናይ ቢዝነስ ዓለም፣ ፋይናንሳዊ ንቕሓት ዘይምህላው፣ ብፍጹም እዩ ዘየዋጽእ! እቲ ምንታይ ፣ ናትካ ቢዝነስ እትውንን ኩን፣ ተቆጺርካ እትሰርሕ ማናጀር ዋላወን ሕጂ ፋልማይ እትጅመር ዘለካ ብዘየገድስ፣ ፋይናንሳውያን ጸብጻባት ሓበረታታት ትካልካ ብግቡእ ተረዲእካ ምስ ክኢላታትዓውዲ ኣካውንቲንን፣ ካልኦት ኣገደስቲ ኣካላት ትካልካን፣ ብዛዕባ ስራሕኩም ብግቡእ ብቋንቋ ቢዝነስ ክትረዳዳእን፣ ኣ